ህዝበይ። ልቢ በሉ። ገዛእ-ነብሳትኩምን ጸላኢኹምን ፍለጡ። ንተጻይኩም ድማ ከም ጸላኢኹም ንምጥንቋር ስኽፍ ኣይበልኩም። እሙንነትና ንኤርትራ ደጊምና እነረጋግጸለን መዓልታት፡ መዓልቲ ናጽነትን ስዒባ እትመጽእ መዓልቲ ሰማእታትን እየን። እዚ መስርዕ መዓልታት ዕጫ ኤርትራ ከመይ ከምዝኸውን ዝኣመተ ትእምርቲ እዩ ዝመስል፣ ትእምርቲ ናይታ መስዋእቲ ከፊላ […]
No Comment

The Ethio-Eritrean rapprochement is in its second year. The initial optimism has faded because the Eritrean regime has gone back to its old habit again; and old habits die hard. …